Friday , June 14 2024
LGBT activists hold a rainbow flag (AP Photo/Czarek Sokolowski)

ኣውስትራልያ. . . ተጣበቕቲ መሰል ግብረሰዶማውያን (LGBTQ) ንሓድሽ ኣዋጅ ይነቕፉ

ኣውስትራልያ፡ ሃይማኖታውያን ትካላት ንግብረሶዶማውያን (LGBTQ) ካብ ቀጽረን ክሰጓ ዘፍቅድ ሓድሽን ኣከራኻሪን ኣዋጅ ኣሕሊፋ ምህላዋ ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ ኣዋጅ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ካቶሊክ “ጽሬት ሃይማኖታዊ ሃዋሁ” ንምሕላው ብዝብል መማህራን ን ግብረሰዶማዊ ተመሃራይ ክሰጒ ክኽእሉ እዮም። እዚ ኣዋጅ ሃይማኖታዊ ተነጽሎ እንድሕር ኣብ ግብሪ ክውዕል ተጌሩ ሃይማኖታውያን ትካላትን ሰባትን እምነቶም ንኽሕልዉ ከኽእሎም እዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ስኮት ሞሪስን፡ ገሊጹ’ሎ። እዚ ኲነታት ሚዛኑ ዝሓለወ ኣይኮነን ክብሉ ነቐፌታኦም የስምዑ ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com