Thursday , October 5 2023
Breaking News

ኣዝዩ ብዙሕ ዕሹግ ኣቕሑ ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ይኣቱ!!

ምስ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝነበረ ዝወዳደር እኳ እንተዘይኮነ ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ዝኣቱ ኣቕሑ ምውሳኹ ተገሊጹ። ሓላፊ ኣገልግሎት ዓማዊል ምስ ሬድዮ Ekot ኣብ ዝገበሮ ዕላል”ካብ ቻይና ዝኣቱ ኣቕሑ ወሲኹ” ኢሉ’ሎ።

 ካብ ቻይና ዝኣቱ ኣቕሑ ብዝሕ ዝበለ ቀረጽ ስለዝጸዓኑ ብተዛማዲ ክብር ዝበሉ ምዃኖም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ይገልጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com