Wednesday , October 4 2023

ኣድማ ሰራሕተኛታት ወደባት ሽወደን

ኣብ ቀንዲ ወደባት ሽወደን ኣድማ ሰራሕተኛታትን ኣስራሕቲ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ምልኳት ስራሕን ናብታ ሃገር ዝኣቱን ዝወጽእን ኣቕሑ ንግድ ብኣሉታ ይጸሉ ምህላዉ ተገሊጹ።

ወነንቲ መርሳታትን ማሕበር ሰራሕተኛታት መራኽብን ትማሊ ኣብ ዝምምዕ ክበጽሑ ዘይከኣልሉ ነጥቢ እቲ ሰራሕተኛታት ብውድቦም ድዮም ክውከሉ ዘለዎም ወይስ ብፈደሬሽን ሃገራዊ መራኸቢታት ዝብል እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com