Thursday , December 8 2022
Bazaren

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንነበርቲ ከተማ ስቶክሆልም

ልዕሊ 100 ወሃብቲ ስራሕን ማእከላት ስልጠናን ትምህርትን ኣብ ዝሳተፍዎ ምር ኢትን ኣኼባን ክትሳተፉን ከምውጽኢት ድማ ትድልይዎ ስራሕ ይኹን ትምህርቲ ክትረኽቡ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ትምኒትና ንገልጽ።

ዝካየደሉ ቦታ :

T- Centralen , Stockholm Waterfront Congress Centre

ግዜ: ሓሙስ 21 februari kl. 11-17 , ዓርቢ 22 februari kl. 10-16