Friday , July 12 2024

ኤርትራ ታዓዋቲት ነሓስ መዳልያ ውድድር ሴካፋ ኮይና።

ብ ኣሰልጣኒ ኣለምስገድ ኤፍሬም እንዳተኣልየት ኣብ ዩጋንዳ ኣብ ውድድር ምብራቕን ማእከላይ ኣፍሪቃ ትሕቲ 20 ዓመት ንሱዳን 1ብ0 ረቲዓ ተሸላሚት ነሓስ ሜዳልያ’ዚ ውድድር ኮይና። እዛ ሃገራዊት ጋንታ ብድምር 16 ሸቶታት ብምምዝጋብ ብ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ 1 ብ 0 ተረቲዓ እያ ናብዚ ደርጀ ዝበጽሔት።

ንእንኮ ሸቶ’ዚ ጸወታ ቢንያም መንግስትኣብ ኣመዝጊብዋ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ምድብ ተራኺበን 3ብ3 ተፈላልየን ምንባረን ኣይርሰዓን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com