Sunday , September 24 2023

ከሸንቲ እንግዶት ድራር ኖቤል ጭንቀቶም ክብ ይብል።

ንድራርን እንግዶትን ሽልማት ኖቤል ዝዳለዉ 300 ከሸንቲ ስቶክሆልም ሆል መጠን ጭንቀቶም ክብ ምባሉ ተገሊጹ።

እዚ ናይ ሽልማት ስነስርዓት ዕረፍቲ ኣልፍሬድ ኖቤል ንምዝካር ኣብ ስቶክሆልም ታሕሳስ እዩ ዝበዓል።

ልዕሊ 1000 ተሽለምቲን ዕዱማትን ኣብቲ ጽምብል ክሳተፉ እዮም።

ምንጪ እቲ ጭንቀት ንንጉስ ዝበቅዕ ድራር ክዳሎ ድዩ ዝብል እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com