Friday , July 12 2024
Credit: Sam McNeil/AP

ካልእ ሽወደናዊ ኣብ ዒራቕ ናይ ሞት ፍርዲ ተዋሂብዎ።

ተወሳኺ ሽወደናዊ ኣብ ዒራቕ ንሞት ተፈሪድዎ። ዝሓለፈ ጥሪ ኣብ ባቕዳድ ድሕሪ ዘጋጠመ ቅትለት ሓደ ኣባል ጕጅለ ሽወደን ኣብ ባግዳድ ዝተኣስሩ ሰለስቲኦም ሰባት ናይ ሞት ፍርዲ ተዋሂብዎም ኣሎ ማለት እዩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ሽወደን እቲ ናይ ሞት ፍርዲ ከይፍጸም ብንጥፈት ትሰርሕ ምህላዋ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com