Sunday , June 16 2024

ካብ ኩሉ ብእኩብ ዝካየድ ዓይነት ስፖርት ካብ ምክያድ ሰባት ክቛርጽ ይጽውዕ።

ዝኮነ ሰብ ኮነ ስፖርተኛታትን ዝተዋህበ ምኽሪ ውድድራት ደው ብምባል በብቅልቖም ኣብ ግዳም ልምምዳትኩም ኣካይዱ ሰብ መዚ ጥዕና ይምሕጸኑ። ዓበይቲ ኣጋጣሚታት ከም ውድድራት ካልእን ክውንዘፉ በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እዚ ዝተባህለ ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና እዩ። ዳይረክተር ጀነራል ጆን ካርልሰን ገሊኣቶም ስፖርት ጠቢቕካ ምርኻብ መይ ምትንኻፍ ዝሓቱ ብምዃኖም ክካየዱ የብሎምን ኢሉ። ኲሎም ብምትንኻፍ ዝካየዱ ስፖርታዊ ንጥፈታት ንግዜኡ ክዕገቱ ድማ ጻውዒቱ ኣቕሪቡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com