ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝቕባበ 9.5% ምብጽሑ ትማል ረቡዕ ካብ ስታቲስቲክስ ሽወደን እተረኽቡ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። መጠን ዝቕባበ ኣብ መላእ ዓመት ካብ ሸቶ ማእከላይ ባንክ ሽወደን ማለት 2% ኣዝዩ ዝልዕል ምንባሩ እቲ ስታቲስቲክስ ወሲኹ ኣመልኪቱ’ሎ። ክብሪ ዋጋ ጸዓትን መግቢን ምኽንያት ምኽባር ናብራ ምዃኖም ብተወሳኺ ተመልኪቱ’ሎ።