Friday , June 14 2024

ዋጋ ኩሉ ዓይነት ነዳዲ ኣዝዩ የንቈልቊል።

ክልተ ዓበይቲ ምኽንያታት ንምንቊልቋል ዋጋ ነዳዲ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። ዋጋ በንዚን ብ 1.30 ሳንቲም ምጒዳሉን ን95 ኦክቴን ጋዞሊን ብ 12.68 ይሽየጥ ምህላዉ ተገሊጹ። ለበዳ ሕማም ኮሮና ንዋጋ ጋዞሊን ካብ ዘውረዱ ምኽንያታት ሓደ እዩ።

ብዘይካዚ ኣብ መንጐ ስዑዲ ዓረብን ሩስያን ዘሎ ቊርቊስ ንዋጋ ጋዞሊን ከንቈልቊል ምግባሩ ተገሊጹ’ሎ። ብዘይካዚ ኣብ ዓለም ተኸሲቱ ዘሎ ከቢድ ምጥርጣር ምንቊልቋል ዋጋ ክኽሰት ምግባሩ እውን ተመልኪቱ’ሎ። ሓደስቲ ዳህሳሳት ከም ዘመልክትዎ ቊጽሮም እናበዝሐ ዝከይድ ሰባት ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዉ ይሓቱ ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com