ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት ናይዚ ዓመት፡ ሓፈሻዊ ፍርያት ሽወደን ምስ ዝሓለፈ ርብዒ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ ብ 0.8% ከም
ዝነከየ ተገሊጹ። እዚ ካብቲ ተንተንቲ ዝጽበይዎ ዝነበሩ ዝወሓደ'ዩ። ትንተንቲ ብ1.3% ምንቁልቋል ከም ዝህሉ ኣተንቢሆም
ከም ዝነበሩ ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ሓቢሩ። ውሽጣዊ ፍርያት ሽወደን ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ብ0.6% ምናብሩ ዝፍለጥ
እዩ።