ኣብ ሽወደን ካብ ዘለዋ ኲባንያታት እተን ዝዓበያ፡ ኣብ ክሊማ ዘለወን ኣሉታዊ ጽልዋ ኣብ ግምት ብምእታው ኣብ ቀረባ ዓመታት ገዚፍ ምጒዳል ፈነወ ካርቦን ምግባረን ገሊጸን። እንተኾነ ግና ምስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣብ 2030 ኣቐሚጥዎ ዘሎ ሸቶ እንክወዳደር ሕጂ’ውን ዝፍኖ ዘሎ መጠን ካርቦን ኣዝዩ ልዑል ምዃኑ ሬድዮ ሽወደን ድሕሪ አካየደቶ መርመራዊ ዳህሳስ ከተረጋግጽ ክኢላ’ላ።