Wednesday , October 4 2023
Breaking News

ዝበዝሑ ተጓዓዝቲ ሽወደን ብምኽንያት ከባብያዊ ጥዕና ካብ ነፈርቲ ባቡር ምድሪ ከም ዝመርጹ ጋዜጣ Dagens Nyheiter ገሊጻ!!

 ኣብ መጀምርታ ርብዒ ዓመት 2019 መጓዓዝያ ባቡር ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ብ 8 ሚእታዊት ምውሳኹ ብኣንጻሩ መንገዲ ኣየር ብ 5 ሚእታዊት ምጒዳሉ ተገሊጹ’ሎ። እዚ ድማ ኣብ መንገዲ ኣየር ዘይነዓቕ ክሳራ ምውራዱ መንገዲ ኣየር ሽወደን ይሕብር። “ኣብ ዙርያ ክሊማ ዝግበር ዘሎ ክትዓት ኣብ ምጒዳል ስራሕ መንገዲ ኣየር ርኡይ ሽግራት ፈጢሩ’ሎ” ይብል ኣፈኛ እቲ ትካል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com