Wednesday , October 4 2023

ዴንማርክ ዜግነት ቆልዑ ዳዕሽ ክትሓክኽ እያ ይበሃል ኣሎ።

ብመሰረት ስምምዕ ሰልፊ ህዝቢን መንግስቲን ዴንማርክ ዜግነት ቆልዑ ዳዕሽ ክትሓክኽ እያ።

ሚኒስተር ምውህሃድ ዴንማርክ ካብ ዳዕሽ ወለዲ ዝውለዱ ቈልዕ ቅድሚ ሕጂ ዜግነት ክወሃቡ ጸኒሖም እዮም።

ሕጂ ግና ምስ ዳዕሽ ዝተጸንበሩ ይኹን ኣብ ወጻኢ እተወልዱ ቈልዑ ዜግነት ዴንማርክ ኣይክረኽቡን እዮም ኢሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com