Sunday , June 4 2023

ድሕሪ መስከረም ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ ይበጽሕ።

ድሕሪ መስከረም፡ ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ሎሚ ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ ምብጽሑ ተፈሊጡ። ዛሕሊ፡ ምህዳእ ንፋስን ምዕጻው መደበራት
መመንጨዊ ኑክሌራዊ ጸዓትን ናይዚ ናህሪ ዋጋ ምኽንያታት ተጌሮም ተጠቒሶም ኣለዉ። በዚ ድማ ብዘይቲ ዝዓዪ መደበር ጸዓት
“ካልሻምን” ናብ ስራሕ ክኣቱ ተጌሩ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com