ድሕሪ ናይ 140 ዓመታት ናይ መወዳእታ እኹብ ጥራዝ ኣካዳሚ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ንኽሕተም ተላኢኹ።
“ ምዝዛሙ ዝህበካ ስምዒት ዝተፈልየ እዩ” ይብል ንዝሓለፉ 8 ዓመታት ዋና ኣሰናዳኢ ናይቲ መዝገበ ቃላት ዝነበረ ክርስቲያን ማቲሰን።
ልዕሊ 33,000 ገጻት ዝሓቖፈ 39 ጥራዛት ዘለዎ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ካብ መዝገበ ቃላት ኦክስፎርድ እንግሊዝኛ ብዓቐን ዝዓቢ እዩ።