Wednesday , May 31 2023
Breaking News

ግጥም ኣልክላሲኮ ብዘይ ከዋኽብቲ

ዝሓለፉ ቀዳም ባርሳ ኣንጻር ሰቭያ ኣብዝነብረ ግጥም ንኾኸብ ተጻዋታያ ልዮንሊ መሲ ናይ ኢድ ማህሰይቲ ንዝመጽእ 3 ሰሙናት ክትከስሮ እያ።

ማድሪድ ድማ ብወገና ኣብ ክራማት ን ኾኸብ ተጻዋታይ ክርስትያኖ ሮናንዶ ናብ ኢጣልያዊት ክለብ ጁቬንቱስ ብምስዳዳ እያ እዘን ክልተ ክለባት ስጳኛን ዓለምናን  ክራከባ።

እዚ ብደረጃ ዓለም ተባሃግን ካብ ዓበይቲ ናይ ደርብ ግጥም ዝኮነ ኤል ክላስኮ ብዘይ እዞም ጎባልል ተጻውቲ ዓለምና ዝኮነ መስን ረናልዶን  ድሕሪ 11 ዓመት ዝመጽእ ቀዳም ንፈለማ ግዜ ኽራከባ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com