Wednesday , March 22 2023

ፊልም “ውዲት ካይሮ” ኣብ ሓጺር ዝርዘር ሽልማት ኦስካር ኣትያ።

“ካይሮ ኮንስፒረሲ” ኣብ ሽወደን ድማ “ናይ ሰማያት ወዲ” ዝተሰምየት ፊልም ሽወደን ተሸላሚት ኦስካር ክትከውን እያ ዝብል ተስፋ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ “ዝበለጸ ኣህጒራዊ ፊቸር ፊልም” ትወዳደር ዘላ እዛ ፊልም፡ ካብ 92 ተወዳደርቲ ተመሪጻ ኣብ ዝርዝር ዝወሓዳ ሕጹያት ኣትያ ምህላዋ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺቢ’ላ። ብዘይካዚ ኣብ ደንማርክ ዝቕመጥ ኢራናዊ መበቆል ዘለዎ ሽወደናዊ ዳይረክተር  ዓሊ ዓባሲ በታ “ቅድስቲ ሳሬት” ዝተሰምየት ፊልሙ ክዕወት ከም ዝኽእል እታ ሬድዮ ወሲኻ ሓቢራ’ላ።





Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com