Friday , July 12 2024

ፊፋ ናይዚ ዓመት ሕጹያት ኮባኽብቲ ኣስማት ተጻወትን ኣሰልጠንትን ይረቚሕ!!

ብሉጻት ተጻወትን ኣሰልጠንትን ብኽልትኡ ጾታ ናይ ዓመተ 2019 ንምዃን ተረቊሖም ዘለዉ ተጻወትን ኣሰልጠንትን እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ዕውታት ድማ ድሕሪ ሰልስተ ሰሙን 25 መስከረም ኣብ ከተማ ሚላን ኣብ ዝኻየድ ጽንበል ክፈለጡ እዮም።

* ብሉጽ ተጻዋታይ

ሊዮነል ሜሲ ኣርጀንቲናዊ  ካብ ክለብ ባርሳ
ክርስትያኖ ሮናልዶ ፖርትጋላዊ ካብ ክለብ ጁቨንቱስ
ቫን ዳይክ  ሆላንዳዊ ካብ ክለብ ሊቨርፑል

* ብሉጽ ሓላው ልዳት

 ኣሊሰን ብራዚላዊ ካብ ክለብ ሊቨርፑል
 ኤደርሰን ብራዚላዊ ካብ ክለብ ማንቸስተር ሲቲ
 ተር ስተገን ጀርመናዊ ካብ ክለብ ባርሶሎና

* ብሉጽ ኣሰልጣኒ

 ፐፐ ጓርድዮላ ኢስፓኛዊ ካብ ክለብ ማንቸስተር ሲቲ
ጀርገን ክሉፕ ጀርመናዊ ካብ ክለብ ሊቨርፑል

 ማውሪስዮ ፖቸቲኖ ኣረጀንቲናዊ ካብ ክለብ ማንቸስተር ሲቲ

* ፊፋ ፑስካስ ኣዋርድ ( ብልጽቲ ሸቶ)

ሊዮነል ሜሲ
 ጁዋንፈር ኲንቴሮ ካብ ክለብ ሪቨርፕለት
ዳኒኤል ዞሪ ካብ ክለብ ደብረን

* ብልጽቲ ጓለንስተይቲ

ኢንግሊዛዊት  ሉሲ ብሮንዝ
ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ኣሌክስ ሞርጋን
ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ  ሜጋን ራፒኖ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com