Sunday , September 24 2023

“ፍንጀራ ኖርሾፒንግ ብኢደ ሰብ ዝተፈጸመ ኣይኮነን” ኣኽበርቲ ሕጊ።

ዝሓለፈ ብሰንበት ንግሆ፥ ኣብ ሓደ መንበሪ ኣባይቲ ኖርሾፒንግ ዝተኸስተ ፍንጀራን ባርዕን ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ዘይኮነ፥ ብድንገት
ዝተኸስተ ሓደጋ እዩ ኢሎም ከም ዝኣምኑ ኣኽበርቲ ሕጊ ገሊጾም። ነቲ ኲነታት ድሕሪ ምምርማር እቲ ፍጻመ ብኢደሰብ
ዝተኽስተ ኣይኮነን ክብሉ ደምዲሞም ኣለዉ። በቲ ባርዕን ፍንጀራን ኣስታት 150 ሰባት ካብቲ ህንጻ ግዒዞም ምንባሮም ዝፍለጥ
እዩ።

 

Credit: Fredrik Schlyter/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com