Wednesday , October 4 2023
Breaking News

ፖሊስ ስሕለት ሒዙ ሰባት ዘፈራርህ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ኣእትዮም።

ኣብ ስቶክሆልም ፖሊስ ንሓደ ስሕለት ሒዙ ኣብ ኮሌጅ södertorn ሰባት ዘፈራርህ ሰብን ካልእ ጥርጡርን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ኣእትዮም።

በዓልመዚ ፖሊስ Tui Heig ንጋዜጣ Aftonbladet ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ሓደ ሰብ ከም እተሃስየ ኣመልኪቱ’ሎ። ፖሊስ ጻውዒት ካብ እተቐበልሉ ሰዓት 9፡49 ጀሚሮም ነቲ ቦታ ይፍትሽዎ ምህላዎም ገሊጾም ኣለዉ።

ፖሊስ ንሓደ ካብዞም ክሱሳት ተመሃሮ ኸኣ ንኻልእ ቅትለት ክፍጽም ዝፈተነ ጥርጡር ንምሓዝ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታው ኪኢሎም ኣለዉ።

ፖሊስ ነቲ ቦታ ብምክባብ ሓበሬታ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ኣኪቦም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com