Sunday , September 24 2023

ፖሊስ ስርቂ ጂፒኤስ ንምጥፋእ ይጽዕሩ።

ስርቂ ኣብ ሕርሻዊ ስርሓት ዘገልግሉ ክቡራት መሳርሒታት ጂፒኤስ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ጸገም ምዃኑ፥ ፖሊስ ገሊጾም። በዚ
ድማ፥ ፖሊስ ዋህዮታት እዞም ገበነኛታት ጉጅለታት ንምስባር ኣብ ዶብ ዞባታት ዘሎ ሓባራዊ ወፍሪ ኣብ ልዕሊ ምድልዳል፡ ምስ
ፈደረሽን ሓረስቶት ሽወደን ብሓባር ኣብ ምስራሕ ይርከቡ’ለዉ። ኣብዚ ዓመት ዛጊት 123 ስርቂ መሳርሒታት ጂፒኤስ ከም
እተፈጸመ ስታቲስቲክስ ፖሊስ የመልክት።

 

Pixabay

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com