Friday , July 12 2024

ፖሊስ ኣብ ዮተበሪ ንዝነበረ ዓብዪ ምስግጋር ዕጸፋርስ ምፍራሶም ተገሊጹ!!

ብመሰረት ፖሊስ እቶም ገበነኛታት ንዝተፈላለየ ዓመታት ዝተፈርዱ ኮይኖም 10 ካልኦት ብጠርጠራ ተታሒዞም ኣለዉ። ኣማኢት ኣሽሓት ዘይሕጋዊ ዕጸፋርስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ’ውን ተፈሊጡ። ኣብዚ ግዜዚ ፖሊስ ነቲ ናይ ዕጸፋርስ መርበብ ከም ዘዕነዉዎ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝኣምኑ ምግላጾም ፖሊስ ሓቢሮም ኣለዉ።

ሓላፊ ፖሊስ ምዕራባዊ ዞባ ቶቢያስ በርግቪስ ፖሊስ ብኣርባዕተ ገበነኛታት ጀሚሮም ንሰማንያ ኣባላት ምሓዞም ገሊጾም ኣለዉ። ዕድመ ናይዞን ኣባላት ገበን ካብ 18 ክሳብ 20 ከም ዝኾነ ተፈሊጡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com