Thursday , April 25 2024

ሃዛርድ ናይ እንኻዕ መጻኻ ጽንብል ተገርሉ!!

ካብ ኢንግሊዛዊት ቸልሲ ናብ ክልብ ርያል ማድሪድ ብ150 ሚልዮን ፓውንድ ዝተሰጋገረ ኤደን ሃዛርድ ወግዓዊ መላለዪ ምስ ክለቡ ኣብ ቅድሚ ከባቢ 55 ደገፍቲ ኣብ ዝተረኽብሉ ተገርሉ። እዚ ቁጽሪ ብዘይ ብላ ማልያ ምስ ደገፍቲ ሓዳስ ክለቡ  ዝተላለየለ ሃዛርድ ብብዝሒ ዝተረኽቡ ደገፍቲ ምስ ብራዚላዊ ካካ ብምዕርራይ ድሕሪ ክሪስትያኖ ሮናልዶ ማለት ብ 70 ደገፍቲ ዝተጸንበለሉ ካልኣይ ደረጃ

ብሉጽ ተጻዋትይ ንክሰየም ኣዝየ ክጽዕር እየ ዝበለ ሃዛርድ ደሞዚ ከምዚ ዝስዕብ ክኽፈል እዩ።

ኣብ ዓመት: £19,200,000
ኣብ ወርሒ፡£1,733,333
ኣብ ሰሙን፡£400,000
ኣብ መዓልቲ፡£57,142
ኣብ ሰዓት፡£2,380
ኣብ ደቂቃ፡£39
ኣብ ሰከንድ፡£0.66p


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com