Friday , April 19 2024

ሃገራዊት ጋንታ ስዊድን ሕነኣ ትፈዲ

ሃገራዊት ጋንታ ስዊድን ነቲ ኣብ ገዛእ ሜዳኣ ዝወረዳ ስዕረት ናብ ቱርኪ ብምጉዓዝ 1 ብ 0 ተዓዊታ፡፡

ሓለቓ ጋንታ ዝኾነ ተኸላኻላይ ኣንድርያስ ግራንክቪች ብፍጹም ቅላዕ ብዘመዝገባ እንኮ ሸቶ ስዊድን 3 ነጥቢ ሒዛ ክትወጽእ በቂዓ፡፡

እታ ኣብ ካልኣይ እብረ ናይቲ ጸወታ ዝተመዝገበት ሸቶ ኣብ ተጻወቲ ጋንታ ስዊድን ፍናን ብምፍጣር ነቲ ውጺት ዓቂቦም ክወጹ ኣኽ ኢልዎም እዩ፡፡


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com