Thursday , April 25 2024
Stefan Jerrevång/TT

ሃገራዊት ጋንታ ስዊድን ካብ ዋንጫ ዓለም ተገሊፋ።

ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ሎሚ ምሸት ኣብ ፖላንድ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ኣብ ዝገበረቶ ግጥም 2 ብ 0 ተሳዒራ ካብ ምጽራይ ውድ ድ ር ዋንጫ ዓለም  ተገሊፋ።

ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ኣብ ዘካየደቶ ጸወታ ኣብ መስመር ምክልኻል ብዘጋጠመ ጌጋ ክትስዓር ከምዝበቀዐት ተንተንቲ ኩዑሶ እግሪ ገሊጾም።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com