Wednesday , April 24 2024

ሃገራዊት ጋንታ ደቀ ኣንስትዮ ሽወደን ካብ ውድድር ፍጻሜ ጸወታ ተኣልየን!!

ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ሽወደን ትማሊ ምሸት ናብ ፈጻሜ ጸወታ ንምሕላፍ ምስ ሓገራዊት ጋንታ ሆላንዳ ኣብ ከተማ ልዮን ፈረንሳ ኣብ ዝገብረኦ ጸወታ ኣብ ተወሳኺ ግዜ ብዝተመዝገብተን ሸቶ 1 ብ 0 ዝኾነ ውጺኢት ስለዝተስዓራ ካብ ናይ ፍጻሜ ጸወታ ተዓንቂጼን።

ሽወደናውያን ንመሉእ ዘወጻ ተቕጻጺረን ሚዛን ጸወታ ዓብሊለንኦ እካ እንተወዓላ ካብ ተደጋጋሚ ፈተነ ሓሊፈን ሸቶ ከቑጽራ ብዘይ መኽኣለን ን ሙድብ ድሕሪ ብ ማዕረ ምዝዛመን ኣብ ተወሳኺ ግዜ ኣብ መበል 99 ደቒቕ ብዘተመዝገብተን ሸቶ ክሳዓራ ኪኢለን። መዚ መሰረት ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኢንግሊዝ ን ነሓስ መን ጨበጠ ጸወታ ከካይዳ እየን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com