Thursday , March 28 2024

ሃገራዊ በዓል ሽወደን ብ ኸቢድ ሙቀት ይበዓል ኣሎ!!

ሎሚ መዓልቲ 6 ሰነ ሃገርዊ በዓል ሽወደን ኣብ መላእ ዝሃገር ኣብ ከቢድ ሙቐት ኩነታት ኣየር ይበዓል ኣሎ። ናይ ሎሚ ዓመት ፈሉይ ዝገብሩ ኣበ ገለ ኸባቢታት ሽወደን ልዕሊ 30 ዓቀት ዝተመዝገበሉ ኮይኑ ተራእዩ። ኣብ ከባቢ ኦስተር ጎትላንድ ልዕሊ 30 ዓቐን ሙቀት ክምዝገብ ከሎ ብፍላይ 30.1 ድማ ኣብ ከተማ ሆርን ተመዝጊቡ ኣሎ። በንጻሩ ድማ ኣብ ከባቢ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ከባኢ ዕስራታት ተመዝጊቡ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ሓቢሩ።

እዚ ዓይነት ኩነታት ኣየር ስጋብ ዝመጽእ ሰሙን ክቕጽል ሙኻኑ ብተወሳኺ ይእምት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com