Thursday , March 28 2024

ህብብቲ ናይጀርያዊት ኮሚድያን፡ ኣዳ ጂሰዝ፡ ዓሪፋ

ናይጀርያውያን ብዕረፍቲ ህብብቲ ኮሚድያን፡ ኣዳ ጂሰዝ፡ ዝተሰምዖም ሓዘን ኣብ ምግላጽ ይርከቡ ክትብል ቢቢሲ ሓቢራ። ኣብ 23 ዕድሜኣ ዝዓረፈት፡ ኣዳ፡ ሓቀኛ ስማ፡ ሜርሲ ምሞሶማ ኦቢ፡ ምዃኑን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብቋብቋ ኢግቦ እትልጥፎም ጽሑፋትን ስታንዳፕ ኮሜዲን ዓብዪ ዝና ምጥራያ ይፍለጥ። ኣዳ መዓልቲ ልደታ ድሕሪ ምብዓላ ኣብ ክልተ መዓልታት እያ ዓሪፋ። ኣዳ ካብ ወርሓ ለካቲት ንደሓር ብሕማም ልቢን ኩሊትን ክትሳቐ ምጽንሓ ተገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com