Friday , March 29 2024

ህጹጽ ናይ እዋን ለበዳ ሕጊ ካብ 10 ጥሪ ንደሓር ተግባራዊ ክኸውን እዩ ተባሂሉ።

ሰልፊታት ፖለቲካን ኣካላት ኣብ ቀረባ እዋን ሕጊ ለበዳ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2021 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ትግባረ ክውዕል እማመታት የቕርባ ምህላወን ተገሊጹ። እዚ ሕጊ ናይ ወሃብቲ ህዝባዊ ኣገልግሎት፣ ኣገልግሎት ሰዓታት ክቈጻጽር ናብ ሞላትን ዱካውንቲን ዝግበር ምብጻሕ ዓማዊል ክውስንን ብዝሒ ለበዳ ዘአንግዳ ንግዳዊ ትካላት ክዕጸዋን ክገብር እዩ። እዚ ማለት ነዚ ሕጊ ክስዕባ ዘይፈትዋ ናይ ብሕታውያንን ትካላትን ብገንዘብ ክቕጽዓ ምዃነን ዩኒቨርሲቲ ኡሬቦ መምህር ሕጊ ዯቂ ነርጊልዬስ ሓቢሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com