Friday , April 19 2024
OLI SCARFF/TT

ሉካኩን ኦልትራፍልድን ይማነዉ

ሂወት ማንይናይትድ ዘይማእምኦ ወዲ 25 ዓመት በልጂማዊ ኣጥቃዓይ ሮሜሉ ሉካኩ ናይ ኢጣልያዊት ክለብ ጁቬንቱስ ክሰጋግር ከምዝደሊ ገሊጹ።

እዚ ምስ ጋዜጣ  ዴሎ ስፖርት ኣብዝገበሮ ቃለ መሕተት ሂወት እንግሊዛዊት ማንዩናይትድ ከምዝኸበዶን ኩሉ ጸቅጥታት ክጻወሮ ከምዘይክኣለን እዩ ዝገልጽ ዘሎ።

ሉካኩ ኣብ ሃገራዊት ጋንንኡ  45 ሸቶታት ብምምዝጋብ ክብረወሰን ሒዙ ኣብ ዝጓዓዘሉ ዘሎ ምስ ኢንግላዛዊት ካለብ ማንቸስተር ይናይትድ ስጋብ 2022 ዘጽንሕ ውዕል ኣለዎ።

ኣብ 2017  ካብ ክለብ ኤቨርተን ናብ ኣልትራፎልድን ብኣላይነት  ኣሰልጣኒ መሪኖ ካብዝጽንበር ከምቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ኣጥቃዓይ ዘይምኻኑ ክለቡ ሓድሽ ኣጥቅዓይ ኣብምንዳይ ትርከብ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com