Saturday , April 20 2024

ሉፈንን ሚኒስተራቱን ወሰኽ ወርሓዊ ደሞዝ ተጌርሎም!!

ካብ ዝመጽእ ወርሒ ዝጅምር ወሰኽ ደሞዝ ን ሉፈንን ሚኒስተራትን ከም እተገብረ ተፈሊጡ። በዚ መሰረት ሉፊን ብ 4000 ክሮነር ወርሓዊ ደሞዙ ብምውሳኽ ናብ 176 ሽሕ ክሮነር ክብ ኢሉ’ሎ። ከምዚ ዝበለ ምውሳኽን ምጒዳልን ደሞዝ ብሽማግለ ቆንስል ሚኒስተራት ከም ዝውሰን ይፍለጥ።

እዚ ምውሳኽ መሃያ ካብ ቡዝሓት ኪኢላት ዝተፈላልየ ዓውዲ ነቐፌታ እካ እንተወርዶ እዚ ልሙድ ኣሰራርሓ መንግስቲ ሽወደን ብሙኻኑ ዝግበረ ነገረ ከምዘየለ ይዛረቡ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com