Thursday , April 25 2024

ሓተተቲ ዕቚባ ንመግብን መጽለሊን ጾታዊ ርክብ ይሕተታ ምህላወን ተገሊጹ።

ኣብ ከተማ ዩቶበሪ ዝነጥፋ ወለንታውያን ውድባት ብዘይመሰነይታ ዝመጹ ሓተትቲ ዕቚባ ጾታዊ መጥቃዕቲ ይወርዶም ምህላዉ ገሊጻ።

18 ዓመት ብምምላኦም ናይ ባዕሎም ቤት ከናድዩ ዝንቀሳቐሱ ኮተቴ መግብን መጽለልን ንምርካብ ጾታዊ ርክብ ይሕተታ ምህላወን ተገሊጹ።

ኣጋፐ ዝተባህለ ትካል ዛጊት 20 ዝኾኑ ከምዚ ዝበሉ ጒዳያት ከም ዝፈልጥ ገሊጹ’ሎ።

መብዛሕትኦም ፈጸምቲ እዚ ተግባር ኣካረይቲ እዞም ሓተትቲ ዕቚባ እዮም ክትብል በዓልቲ መዚ እቲ ውድብ Matilda Brink Larsen ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com