Thursday , March 28 2024
steen Agger//TT

ሓንቲ ኣውስትራልያዊት ብተመን ትንከስ።

ሓንቲ ኣውስትራልያዊት ኣብ ቤት ኣዝማዳ ኣብ ሽቓቕ ብተመን ከም እተንኽሰት ገናሕቲ ተመን ኣውስትራልያ ምግላጾም ቢቢሲ ጸብጺቡ።

59 ዝዕድሜኣ ሄለን ሪቻርድስ ዕድላ ጸቢቑ መርዛም ብዘይኮነ ተመን ኣያ ተነኺሳ።

ገናሕቲ ተመን ከምዚ ንሄለን ዝነኸሳ ሜትሮን ፈረቓን ዝንውሓቱ ካርፔት ኣትማን ተባሂሎም ዝፍለጡ ዓሌት ኣብ እዋን ውዑይ ክሊማ ማይ ክደልይ ናብ ባኞ ከም ዝኣትዉ ብምግላጽ ሰባት ጥንቃቐ ክገብሩ ተላብዮም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com