Thursday , March 28 2024

ሓደጋ ባርዕ ኣብ ሱንድስቫል

ኣብ ሱንድስቫል፡ ሓደ ህንጻ፡ ብሓደጋ ባርዕ ከም ዝተሎቕመጸ ጋዜጣ ሱንድስቫል ቲድኒን ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

እቲ ባርዕ፡ ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይቲ ህንጻ (ቦሎፎን) ከም ዝተላበዐ ጸብጻባት ይሕብሩ። ኣሃዱ መጥፋእቲ ሓዊ፡ ፖሊስ ካልእን ኣብቲ ቦታ ከምዝተረኽቡ እቲ ጋዜጣ ሓቢሩ።

ኣብ ልዕሊ ሰብ ዝወረደ ጉድኣት ብዝምልከት ግን ዝተረኽበ ሓበሬታ የለን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com