Thursday , March 28 2024

ሓደ ላዕለዋይ በዓል መዚ ትምህርቲ ስቶክሆልም ብጾታዊ መጥቃዕቲ ብሰኑይ ተኸሲሱ!!

ብመሰረት ጸብጻባት ተሌቪዥን ሽወደን እዚ ኣብ ክሊ ዕድመ ኣርብዓ ዝርከብ ሰብኣይ ኣብ ብዙሓት ኣቐዲሙ ዝተቘጽረለን ኣብያተ ትምህርቲ ሕማቕ ኣታሕዛ ቈልዑ ምሕላፉ ተገሊጹ።

ሓደ ካብቶም ዝቐረቡሉ ክሲታት ኣብ ጽድያ 2017 ኣብ ወዲ 10 ዓመት ህጻን ጾታዊ መጥቃዕቲ ምፍጻሙ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com