Thursday , April 25 2024
TT

ሓደ ሲሶ ሳሎን ቁንጅና ኣጽፋርን ማሳጅን ድሕሪ መርመራ ከም እተዓጽዉ ተገሊጹ።

ዝሓለፈ ሰሙን 120 ትካላት ቁንጅና ኣጽፋርን ማሳጅን ድሕሪ መርመራ ከም እተዓጽዉ ተገሊጹ።

በዓልመዚ ከባቢ ስራሕ ሽወደን ኤጀንሲ ቀረጽን ፖሊስን ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከቡ ትካላት ድሕሪ ምፍታሾም ደርዘናት ትካላት ዘይብቑዕ ናይ ስራሕ ኲነታት ከም ዘለዎም ኣፍኪጦም ኣለዉ።

ብተወሳኺ ፖሊስ ንሓደ ትካል ብምንዝርናን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባትን ምኽሳሶም ተገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com