Thursday , April 18 2024

ሓደ ሽወደናዊ ቱሪስት ሞባይሉ ንኽዕቅብ ክብል እግሩ ይስእን።

ወዲ 36 ዓመት ሽወደናዊ ቱሪስት ሞንሰራት ኣብ ዝተባህለ ሰፈር ከተማ ቡኖስ ኣይረስ ሓደ ጒሒላ ሞባይሉ ክሰርቆ ክብል ብዙሕ ስለ እተዋጠጦ ብጥይት እግሩ ከም ዘቚሰሎ ክላሪን ዝተባህለ ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢሩ።

እቲ ቱሪስት ኣርባዕተ ግዜ መጥባሕቲ እኳ እንተገበረ ዶክተራት እግሩ ከድሕኑሉ ኣይክኣሉን።

ካብ ብርኩ ንታሕቲ ክቚረጽ ከኣ ተጌሩ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com