Friday , March 29 2024
FERNVALL LOTTE/Aftonbladet/TT

ሓዳስ ሚኒስተር ባህሊ መብርሂ ትህብ።

ሓዳስ ሚኒስተር ባህሊ “ምስ ሕሉፋት ሃገራውያን ቱርክ ርክብ ኣሎካ ተባሂሉ ስልጣኑ ንዝሓደገ መሳርሕትኺ ነበር” ፍሉይ ኣኽብሮት ተርእዪ ኢኺ ንዝተባህለ ጒዳይ መብርሂ ሂባትሉ።

ንሳ ስልጣን ሚኒስተር ባህሊ ካብ እትቕበል ንደሓር ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዝለጠፈቶም ሓበሬታታት ኣብ ክቢ ኣቓልቦ ከም እትእቱ ብምግባር ብዙሕ ግብረ መልሲ ክስሕቡ ምጽንሖም ይግለጽ።

ሚኒስተር Amanda Lind ምስ TV4 news ኣብ ዝገበረቶ ዕላል እቲ ሰብኣይ ጌጋታት ምግባሩን ካብ ስልጣን ብፍቓዱ ምውራዱ ጽቡቕ ውሳነ ምንባሩ፥ እዚ ኮይኑ እቲ ግና ኣካል ታሪኽ ሓምላይ ሰልፊ ምዃኑ ጠቒሳ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com