Wednesday , April 24 2024
ስእሊ: Anders Wiklund/TT

ሓድሽ ናይ ኣጋርን ሰብ-ብሺግለታን መምርሒታት

ብጸጋምካ ተጎዓዝ፡ ብየማንካ ድማ ብሽግለታ ዘውር! ከምዚ ዝበለ ንጹር መምርሒ ኣብቲ መገዲ ስርዓት ከም ዚሰፍን ኪገብር እዩ።

ቅድሚ ሕጂ ኣብቲ ሰብን ብሺግለታን ዚጎዓዙሉ መገዲ መን በየናይ ኪኸይድ ከም ዘለዎ ንጹር ኣይነበረን። ካብ 15 ጥቅምቲ ጀሚሩ እዚ መምርሕዚ ኣብ ሕጊ ትራፊክ ኪኣቱ እዩ። ብጸጋምካ ተጎዓዝ፡ ብየማንካ ድማ ብሽግለታ ዘውር!

በዓል ሽግለታ ዝኾነ ሊን ፐተርሶን ግን ነዚ ሓድሽ መምርሒ ከም ኣድማዒ ገይሩ ኣይወስዶን።

–ኣጋር ከም ድላዩ ይጎዓዝ፡ በዓል ሽግለታ ድማ ከም ቃሕ ዝበሎ ይጎዕዝ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com