Saturday , April 20 2024

ሕ.መ ነቲ ናይ ካሾጊ ጉዳይ ኪምርምሮ ይደሊ

ናይ ሕ.መ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፡ ቱርክን ስዑዲ ዓረብን ንጉዳይ ናይቲ ሰሙን ይገብር ኣብቲ ኣብ ኢስታንቡል፥ ቱርኪ፡  ዚርከብ ቆንሱል ስዑዲ ዓረብ ምስ ኣተወ ደሃዩ ዝጠፍአ ተቓዋማይ ጀማል ካሹጊ ኪምርመር ይደሊ።

ካሾጊ ክሳዕ ሕጂ ብህይወቱ ምህላዉ የጠራጥር። ብመሰረት ቱርካዊ ተጣባቒ፡ ስዑዲ ዓረብ ነቲ ዕድል ተጠቒማ እያ ነዚ ዚህውኻ ዝነበረ ጋዜጠኛ ዝቐተለቶ።

እቲ ብዛዕባኡ ዚብሃል ዘሎ ኩሉ ሓቂ እንተ ደኣ ኾይኑ፡ እዚ ብሓቂ ዘሰንብድ እዩ ይብል ናይ ሕ.መ ኣባል ራቪና ሻምዳሳኒ።

ዜጋ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ጃማል ካሾጊ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ኣብቲ ናይ ኣመሪካ ጋዜጣ ዋሺንግተን ፖስት ዓምዲ፡ ንንግስነት ስዑዲ ዓረብ  ይነቅፍ ነይሩ እዩ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com