Friday , March 29 2024
Janerik Henriksson/TT

መልእኽቲ ሞባይል Tele2 ክጥለፍ ይኽእል እዩ ተባሂሉ።

ናይ Tele2 መልእክቲ ድምጺ ብዝኾነ ካልእ ሰብ ክስማዕ ይኽእል እዩ ክብል ሎሚ ዝተዘርግሐ ዜና ኣቃሊዑ።

እዚ ናይ ሞባይል ኦፐሬተር ነዚ ንምጽጋን ምሉእ መዓልቲ ይሰርሕ ምህላዉ ድማ ተገሊጹ’ሎ።

ስርዓተ መልእኽቲ ድምጺ Tele2 ብዙሕ ኣበራት ከም ዘለዎ ይፍለጥ እዩ፡ ምኽንያቱ መልእኽቲ ዝኾነ ሰብ ብኻልእ ሰብ ክጥለፍን ክስማዕን ስለዝኽእል።

መዓስ ምዃኑ ብልክዕ እኳ እንተዘይሓበሩ እዚ ብህጹጽ ክፍታሕ ዘለዎ እዩ ክብሉ ኦፐሬተራት ሞባይልት ኣፍሊጦም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com