ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ክፍጽሙ እተኸትቡ ሰባት፡ ተደጋጋሚሕጽረት ናውቲ የጋጥሞም ምህላዉ፡ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮሽወደን ጸብጺቡ። ምስ ምውሳኽ ተኸተብቲ እዚ ጸገም ኣጸቢቑክዓቢ ከም ዝኽእል ድማ ተገሊጹ።
“ብምኽንያት እዚ ሽግር፡ ታዕሊም ከምቲ ዝድለ ደረጃ ይካየድየሎን፡ በዚ ድማ ብቕዓት ትምህርቲ ይህሰ’ሎ ” ክብል ማይከንሃልቢግራድ፡ ካብ “ቆንስል ምልመላ” ስክፍታኡ ገሊጹ’ሎ።