Wednesday , April 24 2024

መስኪናይ ህጻን!

ሓደ ሰብኣይ ንሓደ ሰለስተ ዓመት ዝዕድመኡ ህጻን ቀቲሉ፡ ይሕብር GT

እቲ ህጻን ምስ ብርቱዕ መውቃዕትን መጕዳእትን እዩ ዝሓለፈ ሰሉስ ናብ ስካራቦርይ ሆስፒታል ዝመጸ፡ ኣማስያኡ ድማ ሞይቱ። ብመሰረት ወብሳይት ፖሊስ፡ እቲ ቀታሊ ነታ ኣደቲ ዝሞተ ህጻን ይፈልጣ እዩ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com