Tuesday , April 23 2024
Ben Curtis / TT

መበል 25 ዓመት “ህልቂት ሩዋንዳውያን” ተዘኪሩ።

እቲ ነዚ ዘስካሕክሕ ማሕረዲ ክውዳእ ንዝገበረ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝመርሐ ፖል ካጋመ ንዝኽሪ እቲ መዓልቲ ችቦ ወሊዑ።

ሩዋንዳውያን ኣብ 1994 800 ሽሕ ዜጋታት ንዝተቐዝፉሉ ማሕረዲ ንምዝካር ን ሚእቲ መዓልታት ኣብ ዝኽሪ ክጸንሑ እዮም።

ሩዋንዳውያን 100 መዓልታት ዝኽሪ ዝጸንሑሉ ምኽንያት እቲ ኣብ ልዕሊ ዓሌት ቱትሲን ለዘብተኛታት ሁቱን ዝተኻየደ ህልቂት ኣብ ሚእቲ መዓልታት ብምክያዱ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com