Saturday , April 20 2024

መኽንያት ምውሳክ ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ሽወደን ስደተኛ ከምዘይኮኑ ተገሊጹ!!

ብመስረት መጽናዕቲ ኣብ ምጉዳል ገበናትን ምውሓስ ጸጥታ ኣብ ሕብረተስብ ዝነጥፍ መንግስታዊ ትካል ብሮ (Brå) ስደተኛን ጠንቂ ምውሳኽ ጾታዊ ዓመጽ ኣብ ሽወደን ከምዘይኮኑ ሓቢሩ።  ሽወደን ኣብ 2015  ኣሸሓት ስደተኛታት ብምቅባላ ጠንቂ ምውሳኽ ጸጥታዊ መጥቃዕቲ ከምዘይኮይነን  ቀንድ ጠንቂ ምውሳኽ እዚ ገበን ብቀዳምነት ምውሳኽ ድሌታት ወይ ባህጊ ሰባት ንጾታ ምኻኑ እዚ መጽናዕቲ እዚ ትካል  ሓቢሩ።

ጎሳጛስ ኣንጻር ጾታዊ መጥቃዕቲ ብመገዲ ሰለማዊ ሰልፍን ካልእ መንገድን ኣፍልጦ ሰባት ኣብ ምዕባይን ሓበሬታ ኣብ መሃብን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝገበረ ብተወሳኺ እዚ ትካል ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com