Thursday , April 25 2024

መጠንቀቅታ ባርዕ ጫካታት!!

በዓልመዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ብሰንኪ ደረቅ ንፋስን ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ብቀዳማይ ደርጃ ኣብ ከባቢ ጎትላንድን (Götaland) ደቡባዊ ስቨላን (Svealand) ኩነታት ኣየር 30 ዲግሪ ክበጽሕን ባርዕ ጫካ ክኽሰት ተኽእሎ ከምዘሎ ይእምት ኣሎ።

ኣብ ሰመናዊ ክፋል ናይዚ ዝተጠቅሰ ከባቢታት ግና ተክእሎ ናይ ዝናብ ስለ ዘሎ ሓደጋታት ተኽእሎ ባርዕ ጫካ ዝተሓተ ክብል እቲ በዓል መዚ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com