Friday , March 29 2024
Ruud, Vidar/NTB scanpix

መጠንቀቅታ ካብ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ

ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ንዘወርቲ መካይን ቀዳማይ ደረጃ መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፉ።

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ሽወደን ብፍላይ ድማ ዞባ ደቡብ Värmland and Dalarn ሓደ ቼንቲሜትሮ ዝድርዑ ውርጪ ክወድቕ ስለዝኾነ ኲሎም ሰብ ተሽከርከርቲ ኣድላዪ ጥንቃቕ ክገብሩ ኣጠንቂቑ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com