Thursday , March 28 2024
Nordea

መጠንቀቕታ ካብ Nordea ባንክ

ብዛዕባ ናይ ሓሶት ጻውዒታትን ናይ ጽሑፍ መልእኽቲታት እተዋህበ መጠንቀቕታ!

እዚ ብዛዕባ መታለልቲ ንዓማዊልና እንህቦ መጠንቀቕታ ኮይኑ መታለልቲ ካብ ባንክ ወይ መንግስታዊ በዓል መዚ ምዃኖም ብምግላጽ ገንዘብ የታልሉ ምህላዎም እዩ።

ምሳኻ ርክብ ክገብር ንዝደሊ ሰብ ዝርዝር ውልቃዊ ኮድካ ወይ ሕሳብ ባንክኻ ፈጺምካ ኣይትንገር ። ኣብዚ ግዜዚ ናይ ሓሶት ናይ ጽሑፍ መልእኽቲታት ይዞሩ ኣለዉ።

ኣድራሻኻን ሓድሽ ekod ክትመልእን ክትሕተት ኢኻ።

እዚ ካብ Nordea ከም ዘይኮነ ክነፍልጠካ ንደሊ። ነቲ መእተዊ ኣይትጠውቆ።

ብህጹጽ delete ዝብል መልጎመ ብምጥዋቕ ሰርዞ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com