Friday , April 19 2024

ሙቑር ህያብ በዓል ልደት ኣርሰናል ንደገፍታ

ኣርሰናል ኣርእስቲ ማእከናት ዜና ኮይና ድሕሪ ምቕናያ ን ጸወታ ደርቢ ሎንደን 3 ብ 1 ኣብ ልዕሊ ቸልሲ ብምዕዋት ሙቑር ክያብ በዓል ልደት ን ደገፍታ ለጊሳ። ን ኣርሰና ድሕሪ ባሕቲ ህዳር ኣብ ፕሪመርሊግ ናይ መጀመርያ ዓወታ ኮይኑ ኣብ ርእስኣ ዘንቢዩ ዝቀነየ ነቐፍታታት ብዝተፈላለየ ተንተንቲ ስፖርት ኣፎም ብምትሓዛ ብ ጸወታን ብምዕብላል ኣእማኒ ዓወት ብምሕፋሳ፣ ጸቕጢ ኣብ ኣሰልጣኒ ኣርተታ ዳግመ ግምት ክገብሩሉ ዝተሓሳሰብ ሙቑር ዓወት ኮይኑ ተረኺቡ። ሓልዊ ልዳት በርናንድ ሌኖ ቅላዕ መቕጻዕቲ ብምድሓን ኣብ ቅድሚት ዝተሰርዓሉን፣ ብሉጻት ሸቶታት ጻካን ሳካን ኣብ ግምት ኣቲካ እዛ ክለባ ናብቲ እትልየሉ ሃዲድ ከምትምለስ ተንተንቲ ቡዙሓት ኮይኑ ኣሎ።

እቲ ዓቢ ግድል ግን ኣርሰናል ነዚ ናይ ዓወት መንፈሲ ዓቂባ ክትጉዓዝ ትኽእል ዶ? ንዝብል ሕቶ ዝምጽእ ግጥማት ቦክስን ማች ዝውስኖ ክኽውን እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com